"ጽባቀ ደራኺ ሓይሊ ደቂ ሰባት ኢዩ"
ዳንተ ኣሊገርሪ
ሻነትኤረ ካብ 2019 አቲሕዝና አገልግሎት ክንህብ ዝጸናሕና ናይ ጽባቀ ወሃብቲ ኣገልግሎት ኢና። እምነትና በቲ ዝላዓለን ዝጸፈፈን አገልግሎት ምሃብን ብዋጉኡ ርትዓዊ ዋጋ ምቅራብን ኮይኑ ዓማዊልና ምሕጓስ ድሊዋት ኢና።
እንህቦም ኣገልግሎታት
ናይ እግሪ ኮነ ናይ ኢድ ጽረት ጽፍሪን ጣዕናን ብግቡእ ድሕሪ ምክንኻን እናደረዝካ ንቆርበትካ ከከም አድላይነቱ መለሳለሲ ድሕሪ ምግባር ዝመረጽካዮ ዓይነት ሕብሪ አብ ተፈጥራዊ አጽፋርካ አዝማልቶ ትልከ
ጽፍሪ ብጽፈት ነላግብ
ጀል ወይ ሐፊስ መሳርሒ ፋሳሲ ብምጥቃም ጽፍሪ ምልጋብ ወይ ምልቃብ
ንአገልግሎት ሻነትኤረ ቐጸራ በዚ ሐዙ።
ተለፎን፡07506177898
ኢመይል፡ Furtuna@shanetere.com
ወይ ድማ በዚ ቅጥዒ እዚ ክትረክቡና ትኽእሉ
Thank you for submitting our form. We will be in touch with you shortly
There was a problem submitting your form. You can email us directly at Furtuna@shanetere.com
ንሰርሓሎም ሰዓታት
ሶኑይ - ዓርቢ 10፡00-6፡00
ቀዳም 10፡00-2፡00
ሰንበት ዑጹው ኢዩ
Privacy and Cookie Policy